አፄ ራያ YouTube
አፄ ራያ YouTube's Channel
 
 
1 February 2024#የኔ ውድ#እህት
35
29 February 2024#የኔ ውዶቼየ#
24
 
አፀደ
 
አፄ ራያ YouTube
Profile
 
Name
አፄ ራያ YouTube
Description

Subscribers
4.42K
Subscriptions
Friends
Channel Comments
goasd5760 (3 minutes ago)
5 ዓመት ዝሰራሕኩዎ ማይ ንማየን ጠፊአን ገዛ ክገዝእ ናተሸባሸብኩ ገንዘብኪ ኮንትሮ ተበሊዐ ኢሉኒ ሓወይ ወድነ ዝሕዞ ዝጭብጦ ጠፊእኒ ውነይ ስሒተ ሕእምና ኣተየ ክንደይ መከራ ኣሕሊፈ ከምብሓድሽ ሸሪሐ ዓደይ ክኣቱ ክንደይ ዕላማ ዝነበረኒ ዕላማይ ፀልሚቱ ያው ብርግፅ ሂወት ቀፃሊት እያ ተመስገን ፈጣሪ ይሓግዝኪ በሉኒ ድሕሪ ሰለስተ ሰሙን ዓደይ ክኣቱ እየ ሰናይ ተመነዩለይ እና ተጠንቀቃ ሓወየ ኣቦየ ናበልክን ገንዘብክን ኣይትበትና ካባይ ተምሃራ
romangedeye9684 (9 minutes ago)
ፅቡቅ ገይሩ ስብአይ ኮፉ ኢሉ እሳ ትልእኮሉ ታይ ገዲሽዎ ድአ ካሌኤቲ ስበይቲ የእትየሉ ታይ ዕርብ ዕዲ ለለዋ ለዋህት ገንዘበን ልልእካ አረ ልነብስክን ኩና ማንም ቤተስባ ስልኪ ለይደወለትስ መስቃ ቤተስባ ባለጌ ስማይ ለሎ ዳመና ልቢ ግበራ ልባዕልክን ፉተዋ እግዚአብሔር ናይ ስርሑ ይሀቦ
suzisuzi8558 (17 minutes ago)
ብጣዕሚ ያሕዝን ኣሕዋተይ ኣስተውዕላ 10 ገብርኽን ታፎተኽንኦ ገንዘብኽን ግን በየ ወርሑ ትህባ የብልኽንይ ዕድመናይ ግዝየናይ ኣቃፅልና መንከራና ያርአና ድሰርሕናዮ ገንዘብ ድውርጋጥ ንህብ የብልናይ
tsegagaltgray (28 minutes ago)
ግን እዙይስ ናማን ድዩ ባች አረ ስድራካ ምስ ማንም ኣይወዳደረይ ደሓር ስድራካ መሪቆም ሂቦምካ ቃል ኪዳን ምስ ኣሰርካ ኣካልካ ስለዝኮነ ስድራካለ ከይሓደግካ ዝበለፀ ምስ ኣሜንካ ትኮን ኢካ ተዘይኮይኑ...
ዋይ ገራሚት ኢኪ ዋ ንሓደወርሒ እዃ ፎቲኪ ተሂብካዮ ምንጫሩ ተለለይስ 4ተ ዓመት ቅርሺ ትህቢ ሃሳሲ ኢኪ ቅርሺ ዝሓትት ወዲ ንዓኪ ኣይደልየኪይኣጀኪ ካብ ሐዚ ገቡዚ ዝሓፍተይ
hhd5217 (46 minutes ago)
ኣይ ኣሕዋትኻን ወለዲኻን ዘይፎልጥዎ ኹሉ ነገር ሰቃይ ብቻ እዪ እና ኣጆኺ ዛምቤተዋይ ኣነሰ ኣይሸኻናይ ክንዱዚ ቅርሺ ሰ ዋላ ብጣጋ ዠበለኒ ወዲ ብሎኽ እየ ዠዓፅዮቅርሺ ዠበለ ወዲ ኣይድልየኽነን ደቂነይ ማዓረይ ንሰኪ እውን ኣጆኪ ዛምቤተይ በርትዒ
JrddHgfc (52 minutes ago)
አጆኪ ዘሓፍተይበጃክን አሕዋተይ አይትሸወዳ ቅርሺ ላአክለይ ዝብል ወዲ ዘይደልየኪ ብቻ እዩ ዝደልየኪ ወዲ ተኮይኑ ክርሺ ላአክለይ አይብልን ጎብዚ ገንዘብኪ በአግባቡ ናብ ቤተ ሰብኪ ላአክዮ ወዘተ ዝብሉ ምክሪ እዩ ዝልግሰልኪ እምበር ዝደልየኪ ወዲ ተኮይኑ ገንዘብኪ ናባይ ላአክዮ አይብልን ፍቅሪ ብገንዘብ አይኮነን ተደልዩ ይኪድ ገንዘብክን አይትሃባ
ብመኽንያት እየኮ ብዘይካ ኣቦይ ዝኣምኖ የብለይ ዝብል ኣጆኺ ሓፍትና ውን ናትኺ ዝበሎ ናብ ዝከድ የብሉን ገባሪ ፍማቅ ንርእሱ ገባሪ ፅቡቅ ንርእሱ እዩ
daddvadf289 (2 hours ago)
ፅብቅ ገበረኪ ሃሳስ ንኃናስ ክንድዚ ልቢ የብልክን ድዩ ንምኻኑ በስመኣብ
jhi3325 (4 hours ago)
አበይ አላ እታ ዝተበልዓት ቅርሺ እስኪ አቅርብያ ሐሳዎ ሱቅ እልኪ ሐዱሽ ፍልሚ ሙድ መትሐዚ ገይርኪንኦ ኩሉኪን ዋይ ሕማቅ ግዜ
berichanel-m8g (3 hours ago)
ብጣዕሚ ዘሕዝን ነገር እዩ ናይ ኢዱ አይሰኣን
AhmedAli-zo2sx (5 hours ago)
ኣጀኪ ዛሓፍተይ ጥዕና ብቻ እበይ ካብኡ ዝበልፅ ትሰረሕየ ኢኪ
BrhaneHieylukekieyBh (10 hours ago)
አጀክ ማዓረይ ገዘብ ሓላፋይ እየ ህወትክ ትጠንቀቅ
ftsumsbhatu6790 (18 hours ago)
ተጋሩ ንስድራኹም ትጠልም ጎረቤትኩም ትብድሉ ነታ ጎል ዝጠለመ አምላክ ይርአዮ
ዝሓፍተይ.መዓረይ.ዎላ.ዓሰርተ.አፍቅር.ወለድካ.ቅድሚያ.እዩ.መጀርታ.ንወለዲልዕሊ.ኩሉ.እያም
እሞ ትሕዞኮ ትክእል እያ እቲ ዝልእከላ ባዓል ኢጋማ ዝልእከላ ዝነበረ ወረቀት ትሓዞ ብኡ ትከሶ ትክእል እያ
Tigray_Hagerey (20 hours ago)
የሕዝን ናይዚስ ፍለይ ዝበለ እዩ ድማ። ብዝኾነ ዞም ከምዚ ዝገብሩ ኣወዳት ብሕጊ ክሕተቱ ኣለዎም ካብ ስደት ዘለዋ ኣሕዋትና ዝወሰድዎ ገንዘብ ዕጽፊ ጌሮም ክመልሱለን ኣለዎም ግዴታ
rughbsnsngusbsj6668 (17 hours ago)
አጀክ ዝሓፍተይ ሕልፍ ሂወትኪ ይአካል ኢልክ ካብ ካዝ ጠንኪረከክ ሰርሕ ሰብ ለሚ አይእመን ብጣዕሚ መሕዘን
lemlemgaltigray2715 (18 hours ago)
ብጣዕም ዘሕዝን ኣዋልድ ኣሕዋተይ ተጠንቀቃ ብሱሩለ ዋላ ብዓድ ይወደኤልኽን ንምንታይ እኽን ቅርሽ ትህብኦ እሱኣይኾነይ ዶኡ ዘሕድረክን ብስሩ ቅርሽ ላኣኽለ ዝብለክን ተኾይኑ እስኻ እኻ ሸልምኻ ኩሉገዝእኻ ትወስደንበይ ኣነድየዝወስደካ ቅርሽ ዝህበካ ብልኽን ንዩው በልኦ ለለ ኣወዳት መጀመርያ ታርገቶም ምስ በተሰባ ምፅላእ እያ ሱሮሖም ኣነ ብዙሓት ኣለዋ ዝፈልጠን ከምኡ ዝተኽሓዳ ሐዝዉን ዕልምልም ዘቅረይዎን ቡዙሓት ተስፋ ዝነበረን ተስፋ ቆርፀን ዕንክልል ተመኸርኻየን ካዓ ሓ ደ ግዜ ዝተሰበረ ልብ ሕማቅ እዩ እሞ እዝኹላይ ግዕርኻ ሓቀን ይብል ሓደ ሓደ ግዜ በጃኽን በጃኽን ህዋናተይ ተጠንቀቃ ቅርሽክን ብወለድኽን በደኽን ኣደ ርህርህት እያ ደቃ ሕማቅ ክረኽቡ ኣይትደልይ ኩሉ ግዜ ናይኻ እዩ ዘጨንቃ እና ሓፍትናለ ኣይዘኽ ጠንክርእ ቅርሸ ነጋ ተምፅእዩ እኽ ዋናኡ ናይኽጥዕና እዩ እግዚኣብሔር ይሓግዝኽ
userid get finish at: 0.00 clean innertube fetch finish at: 0.20 main response parse finish at: 0.40 getAdditionalSections finish at: 0.70 applyHTML finish at: 3.70