Profile
Name
ብስራት tube
Description
ሰላም ሰላም ዝኽበርኹም ናይ ብስራት tube ተኽታተልቲ ዝኹንኹም ቤትሰብ ዘይኹንኹም ደማ ቤትሰብ ኹኑ ናይዚ ቻናል መደብና ዋዛ ምስ ቁም ነገር ሒዝናልኹም ክንቀርብ እና
Subscribers
22.3K
Subscriptions
Friends
Channel Comments
![]() |
ንግሰቲጓልተዋህዶ
(3 minutes ago)
ንሱ ሓቂ ኣለኺ ኣብ ቡዙሓት እዩ ዝረአ ዘሎ ካበዚ መሓረና ክርሰቶስ ፫ ግን ኣነ ክሰመዓመዐሉ ዘይካአለኹ ኣብ ቱ ዓበይቲ ይወለዳ ዝበለ ግን ጌጋ ሓድ ልቢ ኢልና ንሕሰብ ንባዐልና ርኩስ መንፈስ ሒዘና ልደቅና ውን ኣይነመሓላለፎሎም ምክነያቱ ካብ ህፃን ኣቲሒዘካ ጥምቀት እንደሕረ ዘይጠመቀ ዋጋ የበሉን ዓቢኻ እንጀራ ምሰ ጠዓመኻ ምጥማቅ 2ይ ደሞ ጓዶሎ እምነት ደኣንበር ምን እዩ ዓበይ ዕድመኣ ሓሊፉ ኣይተወልድን ዘበለ መካን ኣተሓሰስባ እንበር እግዚአብሔር መካን ኣይፈጠረንልቢ ንበል
|
![]() |
rsjv415
(10 minutes ago)
እስቲ ሐደ ሐደ ግዜ ሰ ሕማቅ ገድፍክን ፅብቅ አሰማዓና በጨንቀት ከይንመዉት ዘይ
|
![]() |
ghcdd8894
(17 minutes ago)
ባሓቂ ልቦና ያሃበና እግዚአብሔር አምላክ
|
![]() |
kishinemama7387
(27 minutes ago)
ኢዚ ናይ ሪያድ ሽግር ኣይኮነን ናይ ቲ ወዲ ሽግር ዩ ሓፍተይ ንፍዕቲ ኣብ ስራሕኪ ኣሳልጦ ኣምላኽ ይሃብኪ
|
![]() |
Slama-su1wb
(31 minutes ago)
ኣክክክ ወይ ግዝይ ከፊኡ
|
![]() |
ጓልዓጋመእየ-የ5ዀ
(47 minutes ago)
ኡፍፍፍ ኣነ ከኣ እንታይ እዩ ተፈጢሩ ኢለ
|
![]() |
ነኝየተዋህዶፍሬ
(51 minutes ago)
አይምልከታይ አብዚ ስባአይ ክንሕዝ የመፃናይ ዋ ተሓዝናለ ቅድሚ ኩሉ ወለደይ
|
![]() |
iflm9910
(2 hour ago)
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ
|
![]() |
WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
(2 hour ago)
ከምዚ አብ ስደት ብቻ አይኮነን አብ ዓዲ እውን የጋጥም እዩዞም አወዳት ፀገም አለዎም እዩ 2 3 4 እዮም አብ ዝከድዎ እዮም ዝራከቡ
|
![]() |
Alsehday
(3 hours ago)
አይይይይ አምላክ ሆይ ይቅር በለልናኣስተዋዓሊ ልቦና ይሃበና
|
![]() |
SalamSalam-s3f
(2 hours ago)
|
![]() |
selamSelam-jq4so
(23 hours ago)
በስመኣብ ካብዚ ይማሓረና ፈጣሪ
|
![]() |
rahwakahano2506
(17 hours ago)
ሓቂ እንተኾይኑ ይድብር ፈጣሪ ልቦና ይሃበና
|
![]() |
NorOne-nk5bn
(21 hours ago)
ኣምላክ ሆይ ይቅርበለና
|
![]() |
BealaNaif
(8 hours ago)
መሓረኒ ጎይታይ
|
![]() |
alemtube255
(2 hours ago)
ዎይ ጉድ
|
![]() |
ZxZx-vm9ow
(22 hours ago)
እዝይ እሞ ለስሕቅ ድዩ ከይኑ
|
![]() |
user-pw4le8ru5m
(15 hours ago)
አይይይይይ
|
![]() |
ajibajib7989
(22 hours ago)
ካብዚ ማሓረና
|
![]() |
yasinyasin4302
(5 hours ago)
Sudan eiom zwaldulan
|
Add comment