Rahel Tube ራሄል ቱዩብ
Rahel Tube ራሄል ቱዩብ's Channel
 
 
14 September 2024
10
 
☕️
እመርሃነይ
ራሄል
Rahel
 
Rahel Tube ራሄል ቱዩብ
Profile
 
Name
Rahel Tube ራሄል ቱዩብ
Description
እንኳዕ ናብ ራሄል ቱዩብ ብሰላም መፃእኩም ነዛ ቻናል እዚኣ ሓደሽቲ ዝኮንኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ ካብ ፖለቲካ ነፃ ዝኮነ ዩቱብ እዩ


Subscribers
5.46K
Subscriptions
Friends
Channel Comments
RahelTube-2127 (4 minutes ago)
እንበለ ደዌ ወህማም
እንካዕ ስላም መፅክለይ ራሄለይ መቀረት ቃል ሂወት የስመዓልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኪ ዛምቤተይ
Buudlaዩቱብ2 (17 minutes ago)
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ ዛናተይ
hayluAbrha29 (28 minutes ago)
ቃለ ህይወት የስመዐልና ጓልነይ ብሕማሙ ይበጅወና እግዚኦ ተዘክረነ በውስተ መንግስትከ
KsuTube1227 (31 minutes ago)
እግዚኣብሔር ይመስገን ማዓረይ እንካዕ ብሰላም መፃእኪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐና እግዚኣብሔር ብምሕረቱ ይጠምተና
selam-k9v (47 minutes ago)
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሰናይ ሰሙነ ሕማማት ይግበረልና
salman-p7 (51 minutes ago)
ቃል ሰናይ የስመዐልና ራክየይ ደስ ዝብል ሰናይ ሰሙነ ሕማማት ይግበረልና
kugfayfrdg (1 hour ago)
ቃለ ህይወት የስመዐናልና
አፀደስዩም (1 hour ago)
ራኪተይ ወለላይይይይይ እሜንንንን እሜንንን እሜንንን ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጋኡ ይብዝሐልኪ ክብረተይ
ሮዚተስፋይ (3 hours ago)
ፀጋኡ ይብዝሐልኪ ራኪተይ ወለላይይይይ አፄ ራያ
RrHh-l8v (12 hours ago)
ስላምኪ ይጣዓመለይ ራኪተይ ወለላይይይይይ ፀጋኡ ይብዝሐልኪ አፄ ራያ
ኣሱYouTube (15 hours ago)
እግዚአብሔር ይመሰገን እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ ራኪተይ
HienokHienok (5 hours ago)
ኣሜንንን ኣሜንንን ኣሜንንን ቃል ሂወት ያሰማልኝ
jshshhdHdsh-z8n (6 hours ago)
እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ራሄላ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ ዛናተይ
ቶማስኰ8ቀ (2 hours ago)
ራኪተይ ወለላይይይይይይይ ስላምኪ ይብዝሐለይ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጋኡ ይብዝሐልኪ ክብረተይ አፄ ራያ
ቅንዕናንፉተ (8 hours ago)
ቃለ ሰናይ
hebdbbdjdbejl4115 (22 hours ago)
እግዚኣብሄር ይመስገን ኣሜን፫ እንኳዕ ብሰላም መፃእክን ሸዊተይ ቃለ ሂወት የስመዐና ፅጋቨይ
ቃለ ሰናይ የስመዐልና
ቃል በረኸት የሰመዐልና ራኪየይ አብ መንግሰቱ ዝመፀሉ ግዘ ይዘክረና
ሜሪሜሪf (21 hours ago)
ቃለ ህይወት የስመዐልና ራህየለይይ
userid get finish at: 0.00 clean innertube fetch finish at: 0.30 main response parse finish at: 0.80 getAdditionalSections finish at: 1.10 applyHTML finish at: 1.60